New CD by Wedikeshi

Added by Wedikeshi

Categories: CD, Music

contact Wedikeshi
Contact Event Organizer

Contact the Event Organizer

To inquire about this event, complete the form below to send a message to the event organizer.


Ambatat Hagerry Eritrean song by Andom Gebreselassie Wedi Qeshi .ktsemawa fetewtey link ysedeøkum aleku kemu dma amete 2016 ab mefarqa New Audio CD and Video clip adalyelkum aleku።ሰላም ኣፍቀርተይ አምባታት ሃገረይ ከም አንደገና ምስ 11 ካሎት ኣብዚ ሎሚ ዝተሰርሁ ምስ ዝተፈላለዩ ደረስትን ኣዳለውትን ኣዝዮም ቡዙሃት ሰብ ሞያ ቫራይቲ ብምስራህ ኣብ ገዘፍቲ ምድላው ኣብ ምውዳአን ይርከብ ኣለኩ ሞራልኩም ኣይፈየለኒ አዛ ደርፊ ዚኣ ድማ ቅድም ቀዳድማ ከም መዘክውርታ ነቲ ዝናፍቆ የአይንትኩም ክቡራት ኣቦታተይን ኣዴታተይን ዳሃተይን የህዋተይን በዛ ደርፊ ብመንገዲ ዜማውን ሃገራዊ አምባታት ኤርትራ ሃገረይ ን ብመንፈሳዊ ህርመት soul. ኣኣብ ቅድሜኩም ምሳኪም ከም ዘለኩ ኮይኑ ይስመኣኒ ኣሎ መፈጸምታ ነቲ ኣብ መወዳታ ቀሪቡ ዘሎ ስርሃተይ ን ኢየሱስ ክርስቶስ ምሉአ ክኮነለይ ነኣኩም ሂዘ ኣብ ሃረግ ሰንሰለት ሃገራዊ ባህሊ ይድይብ ኣለኩ ድፉኒ ነታ ዳአሮ ክድይባ ካብ ወዲ ቀ.

 

For more info contact Andom at [email protected]

Comments are closed.

Leave a Comment

Copyright © 2016 Eritrean Yellow Pages. All Rights Reserved. – Powered by Tesfa.
Skip to toolbar